እንቋዕ ሓጎሰና! ሄኖክ ሙሉብርሃን ኣብ ዙር ቂንሃይ ብሉጽ ዓወት ኣመዝጊቡ።
ኤሪትራዊ ፕሮፌሽናል ተቀዳዳማይ ጋንታ #XDSAstanaTeam ሄኖክ ሙሉብርሃን #Henok_Mulubrhan ብብሉጽ መሪሕነት ክሪስቲያን ሮድሪጌዝ #Cristián_Rodríguez! ፣ ካብቶም ቀንድን ፈጣናትን ተቐዳደምቲ ዝሓዘት ዓባይ ጉጂለ ብውዑይ ፍጥነት (ስፕሪንት) ብምቕዳም፣ ን 3ይ መድረኽ ዙር ቂንሃይ (#Tour_of_Magnificent_Qinghai 🇨🇳) ተዓዊትሉ ኣሎ።
#ሄኖክ_ሙሉብርሃን 🇪🇷✊🏾
#XDSAstanaTeam #TOMQ2026
📷 @tomq_official
ተወሳኺ ጽሑፋት ንምርካብ ፎሎው ግበሩ👉 @ERiistream1
#buzzer #viral #fyp #sports #Daily #football #buzzer_fan_official #soccer #trending #Game #foryou