ቼልሲ ልውውጥ ልቃሕ ከካይድ እዩ !!
ጋንታ ቼልሲ ንአርጀንቲናዊ ተኸላኻላይ ኣሮን ኣንሴልሚኖ ብልቃሕ ናብ ሓው ክለብ ስትራስቡርግ ክልእኾ እዩ ።
ኣብ ቀረባ መዓልትታት ብልቃሕ ካብ ዝነበሮ ዶርትሙንድ ዘምፅእዎ ኣንሴልሚኖ ሐዚ ድማ ናብ ስትራስቡርግ ክለኣኽ እዩ።
ኣንሴልሚኖ ካብ ዶርትሙንድ ናብ ስትራስቡርግ ወይ ድማ ናብ ካሊእ ልቃሕ ዝለኣኽዎ ብልቃሕ ኣብ ስትራስቡርግ ዘሎ ተፃዋቲኦም ማማዱ ሳር ክትክእዎ እዩ።

1 
From